- 23
- 65 579
Hosana Tube
เข้าร่วมเมื่อ 24 ก.ค. 2019
Learning begena ዕላማ አዚ ቻይነል አዚ ነቶም ዝተፈላለዩ ናይ መዝሙር አንጥቀመሎም መሳርሒታት ንምምሃርን ፣ተማሂርና ውን ብከመይ ነገልግለሉ ብንጹር ዘረድእ channel አዩ።
วีดีโอ
eritrean orthodox~nay nsha mezmur~ ናይ ንስሓ መዝሙር~(2022)~ethiopean~orthodox~begena
มุมมอง 1.7K2 ปีที่แล้ว
#eritreanmezmur #naynsha #mezmurorthodox #mezmurorthodoxtewahdo #neweritreanmezmur2022 #mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #sbke #zemarit_tsigereda_tilahun #zemari #gebreyohannes_gebretsadik
widding vidio
มุมมอง 3983 ปีที่แล้ว
አዚ ቪዲኦ እዚ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኮይና ነዚ ትምህርቲ አዚ ብኣካል ክንረክቦ ዘይካልና ፣ነዚ ብቪዲኦ መልክዕ ዝወሃበና ትምህርቲ ብዝግባእ አንዳተከታተልና ናብቲ ዝድለ ደረጃ ንምብጻህ አዩ። kemu wn ztefelaleyu mezamur kenewrdelkum ena
Learnnig krar in amharic part#3 የክራር ትምህርቲ በኣማርኛ
มุมมอง 2.3K5 ปีที่แล้ว
Learnnig krar in amharic part#3 የክራር ትምህርቲ በኣማርኛ
learning krar part#2 in amharic የክራር ትምህርት
มุมมอง 6K5 ปีที่แล้ว
learning krar part#2 in amharic የክራር ትምህርት
Learning Krar in tigrina part#1 ትምህርቲ ክራር
มุมมอง 3.1K5 ปีที่แล้ว
Learning Krar in tigrina part#1 ትምህርቲ ክራር
ብጣዕሚ ሚኪ ሓወይ ደስ ዘብል ጸግኡ የብዘሓልካ ፈጣሪ ተባረኽ የሓዋት በሓቂ ከምዚኦም ዝበሉ የሕዋትና ከነባራትዖም ይግበኣና እዩ።❤❤❤
❤❤❤ዝማረ መላእክት የስመዓልና ክቡራታ የሕዋ❤❤❤
❤❤❤ ወንዲሜ ተባረኽ ይበል ኣመሃህራ ክብረት የሃበልና የሕዋት ከምዚ ዓይነት ኣቀራርባ ዘቕርቡልና የሕዋትና ነተባባዓዮም ሸር ሳብስክራይብ ላይክ እንዳ ገበርና ንክቅጽልዎ ነበራታዓዮም።❤❤❤
❤❤❤ ወንዲሜ ተባረኽ ይበል ኣመሃህራ ክብረት የሃበልና የሕዋት ከምዚ ዓይነት ኣቀራርባ ዘቕርቡልና የሕዋትና ነተባባዓዮም ሸር ሳብስክራይብ ላይክ እንዳ ገበርና ንክቅጽልዎ ነበራታዓዮም።❤❤❤
❤❤❤ይበል ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤
Nufuh memhir iha. Yekenniellei 🙏🏾
ክብረት ይሃበልና ግና እታ ዓባይ ዓባይቶይ ኣጻብዕተይ ገዲፈ እተን ካልኦት ተተጠቀምኩከ።
@@rovinatv1454 ከሙ ውን ይካል እዩ
@hosanatube2412 thanks ሓጺራ እያ ይመስለኒ እታ ሓንትስ ምርካብ ሲኢነያኮይነ
❤❤❤❤❤⛪⛪⛪🕯️🕯️🕯️
ጹቡቕ ምጅማር ግን ትንፋስ ኣታቓቕማ ቡዝይሕ ይተርፋካ ኣሎ ሜጀራት ይፈርሱኻ ኣለዉ ፉሉት ሪኮርደር ቡዙሕ ልምዲ ዝሃትት እዩ።በጺኻዮ ዘለኻ ደረጃ ንመምህር ዝበቅዕ ኣይኮነን መጀመርታ በርቲዕካ ኣጽንዕ ሹዑ ትምህር
ብዙሕ ከምዝተርፈኒ ይፈልጥ አየ ከሙ ውን ብዙሕ ከምዝክእል ፡ ምምሃር ካኣ ብዙሓት ምሂሪ ኣብ ኣገልጉለት ስለዘብጽሃኩስ ብኣመሃህራይ ኣይጠራጠርን እየ። ስለሪቶካ ግን thank u.
@hosanatube2412 እንታይ ዳኣ ተቖጢዕካ ሓበሬታየ ሂበካ ዳሓር ድማ ከም መምህር ነቐፌታ ክትቅበል ጉቡእ መስለኒ ከምዚ እንተዀንካ ሪኢቶና ካብ ማሃብ ክንቑጠብ።ብሕማቕ እንተተረዲእካዩ ሶሪ
@desaleberakhiAngosom-r9z ነቀፌታ ጽቡቅ ኢዩ ፡መምህር ትበቅዕ ኣይትበቅዕን ኢልካ ምፍራድ ግን ?
ብጣዕሚ ጽቡቕ ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ። ክማሃር ደልየ ነይረ ?
ብ ዓርቃይ እባ ኣርኤና
ዋጣ ድሽየጣ ኣበይ ክንረክብ ንኽእል ዝሓወይ
@@FkroyKidane hanti terifatni ala entefetikaya twesda sli ksedelka 004915218722823 whatsapp xhafeley
ብጣዕሚ ኑፉዕ መምህር❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይ ዘመንኩም ይባረኽ ኣሕዋት danke ሚኪ ሓወይ❤
ናይ ሕብረት ትምህርቲ ሰንበታት Germen ጉባኤ
ዝማሬ መላክቲ የመዐና ❤❤❤❤
Part 3?? Alewa do
ኣሰይይይይይይይይ ጽቡቅ ትምህርቲ
ንብዓት ካብ ዓይነይ ሓቢሱ ንሰባር ልበይ ፈዊሱ ንሓዊ ብማይ ቀይሩ ኩሉ ንሰናይ ገበሮ ልዕሊ ውዕልቶ ውዕለታት ልዕሊ ውህብቶ ውህበታት ልዕሊ ይቕሬታ ምሕረት ድንቂ'ዩ ናቱ ነገር በእዳወይ ሒዙ ኣልዒልኒ ልዕል ኣቢሉ ኣንቢሩኒ እልል ክብል'የ ብልበይ እንታይ ኽከፍሎ ንጎይታ ምሕረቱ ቃላት ኣይገልጾን'ዩ ዓቢ'ዩ ማንም ኣይመስሎን ሑቁፊ እግዚኣብሄር የማሙቕ ናይ ኣቦ ሑቁፊ የረስዕ ማንም ዘይረኽቦ ሰናይ ዕድል መሪጸ ኣለኩ ንኽቅጽል ኣብ ትሕቲ እግሩ ክምሃሬ ነቐፈትኡ ክቅበሌ
Xubuk hasab au if you have time ny group class antetgebrelna. Xubuk neyru
Zmari meliakti yesmalina God please you ❤
Zmare meliakti yesmiana 🙏🙏🙏🙏
Thanks bro qexlo amlak msaka ykun
Selam z hawey shambqo knmehar ndeli sebat alena bmntay krekbeka
004915218722823 b whatsapp ktrekbuni tklu ekum
Thank u brother, kexilelna bzuh neger ina kabaka nmahar
Amazing Both Hands 🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸገኡ የብዘሓልካ ዝሐውና ብጠዓሚ ደስ ዝብል ትምህርት እዩ ።
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ክብር ሐውና ካባካ ብዝሕ ተምህርና ቀፅለሉ❤❤✝️🤲
I have question.i can not explain by letters.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና ኩቡር ሓዉና ኣነ ክብሎ ዝደሊ ኣይትጥፋኣና ካላኣይ ከኣ እቲ ቅኒት እንታይ እንታይ ከም ዝቃነ እንተ ትጽሕፈልና ጽቡቅ ነይሩ ምኽንያቱ ኩሉ ሞዝሙር ሓደ ስለ ዘይኮነ ቅኒቱ
Qal hiwet esmaelna
Bravo hawey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና ክብር ሓውና ፀጉኢ የብዘሐልካ🎋🎋🌷🌷🌷🌷 👏👏👏
ጸግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና ቀጽለሉ ብጣዕማ ደስስ ይብል
ምስከኣልካያ እንተትምህር ምሓሽ ምበልኩ ኣነስ!!!!
Ykl dye aykln da abey tfelteni wedey
ነዛ ውጣ ተጋሲስካያ።
ሰላም ክቡር ሓውና በከመይ ክረክበካ ይክእል
ሰላም ክቡር ሓወይ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልካ ብምቅፃል ብከመይ ክረክበካ ይክእል ተገድስኩም መልሱለይ🤲
00201067833710 whatsapp & imo alewa
ብሓቂ ደሰ ይብል ክቡር ሓውና ጸጉኡ የብዘሐልካ
ብትግርኛ ግበሮ ሓውና.
Btgrnia wala aleka abti chianel atika rayo
Kale Hiwet Yesmalna Xegu Yebzhalka Egzabiher Zhawey
Amen
Zmarie melaekti yesmealna , miki hawey gobez (go ahead).
Amen wendmie
ዝማሬ መላእክት ይስምዓልና ክቡራት ይሕዋት ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም።
ዝማሬ መላእክቲ ቅኔ ናይ ቅዱስ ያረድ ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ዝማረኩም ይቀበለሉኩም ኩቡራት የሕዋት ናይ ንስሓ ዘበን ይፍጠረልና።
ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ልዕሌኹም ይፍሰስ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣጀኹም በርትዑ💖💖💖💖💖
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ሚኪ ሓወይ ምስ ኣዱ ሓፍተይ ጸግኡ የብዝሕ የሕዋተይ
Amen!
አሜን አሜን አሜን
ጸጉ የብዝሃልካ
tsebuk eu wata aytebel gin masinko eu zebehal