- 85
- 956 710
Selihom spritual Catholic channel
เข้าร่วมเมื่อ 7 ธ.ค. 2020
Welcome to this Mezmur way of life and Peace ፡ እዛ Channel ዝተፈላለዩ ናይ ቀደም ካቶሊካዊ መዝሙርን ፡ ናይ ዳዊት ወልደሚካኤልን ፡ ናይ ኢሰያስ ወልደሚካኤልን ጎይታ ዝሃበና መዛሙር እተቅርብ ፡Subscribe ፡ Like ፡ Share ብምግባር በብግዚኡ ክትባረኩላ ብፍቅሪ ጎይታ ትዕድም።
መዝሙር 150 ፥ 4 ፡ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ ፥ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ ። 5 ብኸበሮን ብሳዕስዒትን ኣመስግንዎ ፥ ብቓና ኣውታርን እምብልታን ኣመስግንዎ፡፡ ሃሌ ሉያ
መዝሙር 150 ፥ 4 ፡ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ ፥ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ ። 5 ብኸበሮን ብሳዕስዒትን ኣመስግንዎ ፥ ብቓና ኣውታርን እምብልታን ኣመስግንዎ፡፡ ሃሌ ሉያ
||Yordanos Abi Eyu|| Catholic mezmur 2025 Dawit w/michael & Robel Tesfay||ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ||ናይ ጥምቀት መዝሙር
[ ወንጌል ማቴዎስ 3 ]
16 ኢየሱስ ምስ ተጠመቀ ብኡብኡ ካብ ማይ ወፀ። እንሆ ኸኣ ሰማያት ተኸፍተ፥ መንፈስ ኣምላኽ ድማ ከም ርግቢ ወሪዱ፥ ኣብ ርእሱ ኪዓልብ ረኣየ።
17 እንሆ ድማ “ብእኡ ዝተሓጐስኩ ፍትዊ ወደይ እዚ ኢዩ” ዚብል ድምጺ ካብ ሰማይ መጸ።
ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
ተደ ፡ዮርዳኖስ ዮርዳኖስ ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
ናይ ጎይታ ፈተውቲ ኣብኡ ተጠመቑ
ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ ፡ ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
1. ዲያብሎስ ሓሲቡ ንዓና ከጨንቅ
መጽሓፉ ጽሒፉ ካብ ገነት ዘውጽእ
ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ ፡ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
2. ኣብ 30 ዓመት ብማይ ተጠሚቑ
ፍርድና ደምሲሱ ካብ መጽሓፍ ፍሒቑ
ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ ፡ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
3. ክርስቶስ መጺኡ ስጋና ለቢሱ
ዓመቱ ጀሚሩ ዮርዳኖስ ተጠሚቑ
ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ፡ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
======================================
ዮርዳኖስ ናባት'ያ
ዮርዳኖስ ዮርዳኖስ ዮርዳኖስ ናባት'ያ
ፉግ ካሓንቶለ ታማል እምጥምቃ
ዮርዳኖስ ናባት'ያ ፡ ዮርዳኖስ ናባት'ያ
1. ሰይጣን ጉረህ ይህ ኖያ ንጎብሶ
እስ መፅሓፍ ፋከህ ፋጎኮ ንያይዲዶ
ዮርዳኖስ ናባት'ያ ፡ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ
2. ሶዶም እግድያል ታማል ይምጥምቀ
ኑምነ ኖህ የለየ እሰነፍኮ ሱዕሰ
ዮርዳኖስ ናባት'ያ ፡ዮርዳኖስ ናባት'ያ
3. ፉግ ባድ የመተ ሓዶይታ ይብደህ
ኣራሕ ኣደድሰ ታማል ይምጥምቀህ
ዮርዳኖስ ናባት'ያ ፡ዮርዳኖስ ናባት'ያ
ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ኣሕዋት ፡ሕጂ ድማ ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና እንዳ || ዮርዳኖስ ዓቢ'ዩ || መዝሙር ብዘማሪ ዳዊት ወ/ሚካኤል ኣባል ማሕበር መድሓኒ ዓለም ኣዲስ ኣበባ & ዘማሪ ሮቤል ተስፋይ ኣባል መዘምራን ዓሊተና ሒዝናልኩም መጺእና ኣሎና ፡ከነተባብዑናን ኣብ ጸሎትኩም ክንዝክሩናን ብፍቅሪ ጎይታ ይዕድም፡ኣብዛ ቻነልና ድማ Subscribe ፡Share ፡ Comment ፡Like ብምግባር ተኸታተልቲ ናይዛ ቻነል ክትኮኑ ይላቦ።Tebareku
th-cam.com/video/QUFaCQe2zKI/w-d-xo.htmlsi=Bqc1Vfp2HOd3tUAS
#New #Eritrea #Tigrinya #mezmur #EritreanTiktok #blin #eritreanmusic #song #catholic #pentecoste #orthodox #everyone #followers #highlights *orthodoxworship #topfans #eritreanhabesha #africa #ethiopia #tigray #tigraytiktok #christmass #church #easter #bereket #tikue #dawiteyob #eritreancomedy #lord #god #eritreanfilm #church #gospel #muzittsehaye #yonisosi #mezmurtigrinya

มุมมอง: 224
วีดีโอ
14|| Tewelidu Eyesus Tewelidu|| Christmass mezmur 2020 Adiss Ababa ||ተወሊዱ ኢየሱስ ተወሊዱ|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 54521 ชั่วโมงที่ผ่านมา
[ ትንቢት ኢሳይያስ 9 ] 6 ሕፃን ተወሊዱልና፥ ወዲ ተዋሂቡና እዩ፥ ንሱ ኸኣ ገዛኢና ኪኸውን እዩ። ንሱ “ግሩም መኻሪ” “ብርቱዕ ኣምላኽ” “ዘለዓለማዊ ኣቦ” “መስፍን ሰላም” ተባሂሉ ኺጽዋዕ እዩ። ተወሊዱ ኢየሱስ ተወሊዱ 1. በዛ ሎሚ ለይቲ ብሓቂ ቅድስቲ ኢየሱስ ተወልደላ ኣብ መብልዒ ማል በዓቲ ኣሕዋት ንተሓጎስ ሰዓብቱ ዝኾና ሓጥያትና ዝድምስስ ስለ ዝተወልደልና ኣዝ። ተወሊዱ ኢየሱስ ተወሊዱ ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ ንሕና ውን ልባትና ንክፈት ኣባና ክውለድ[2] 2. ጽድቒ ኣልቢሱና ኢየሱስ መድሓኒና ካብ ጸልማት ናይ ሰይጣን መንዚዑ ኣውጸኣና በዚ ሎሚ ዕለት ልደት ናይ ጎይታና ካብ ሓጢኣት ዘውጻና ነመስግ ኢና 3. ስለዝደለ...
13|| Lomi Ldet Eyu || Christmass mezmur 2020 Adiss Ababa ||ሎሚ ልደት እዩ|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 1.2Kวันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። 11 ምኽንያቱ ሎሚ፥ መድኃኒ ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። ሎሚ ልደት ኢዩ 1. ሎሚ ልደት ኢዩ በዓል ዓቢ ደስታ ናይ ቀዳሞት ኣበው ዝኾነ ሃረርታ ቃል ነብያት ረኺቡ ምሉእ መፈጸምታ ኣብ ኩላቶም ኣሕዛብ ይገበር ዕልልታ ተደ ፡ ኦ ፍቁር ኢየሱስ ሕጻን ኣየ ጣዕሚ ምሳኻ ሙኻን(2) 2. ሕዮ ኦ ኢየሱስ ኦ ንጉስ ዓለማት ሕዮ ኦ ኢየሱስ ኦ መድሓኒ ነፍሳት ሕተሞ ኣብ ልበይ ናይ ልደት ብስራት ወትሩ ይቕርበልካ ናይ ምስጋና ስርዓት 3. ኣንቲ ቤተ-ልሔም ኦ ሃገረ ዳዊት ፈሪኽለይ ሎሚ እዛ ብር...
12 || Krstian Teateq||Christmass Concert 2020 Adiss Ababa || ክርስትያን ተዓጠቅ|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 248วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ማቴዎስ 1 ] 22-23 እዚ ዅሉ ድማ እቲ እግዚኣብሔር ብነቢይ” እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲ’ውን ክትወልድ እያ፥ ስሙ ኸኣ ኣማኑኤል ኪብልዎ ኢዮም፥ ትርጕሙ ኸኣ 'ኣምላኽ ምሳና' ማለት እዩ“ እናበለ ዝተዛረቦ ምእንቲ ኪፍጸም ኮነ።” ክርስትያን ተዓጠቕ 1. ክርስትያን ተዓጠቕ ንጎይታ ኣመስግን ልብኻ ምስ ኢድካ ናብ ኣምላኽካ ኣልዕል መድሕን ተወሊዱ ቃል ብስራት ንገር ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣመስግን ብመዝሙር ተደ፡ ጥዑም ቃል ብስራት ኣብ ምድሪ ተሰምዐ ኣብ ቤተ-ልሔም ይሁዳ ኣብ መብልዕ ማል ተወልደ ጌና ይመስል ነይሩ ጊዜኡ ዘይበጽሐ ብምዱብ ጊዜ ግን መድሕና ተገልጸ 2. ኣስምዕ ድምጺ ኣዋጅ እተነግረ ብነብያት ኢየ...
11 || Hxan Tewelidu ||Christmass concert 2020 Adiss Ababa ||ሕጻን ተወሊዱ ኣብ ቤትልሔም|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 489วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 9 መልኣኽ እግዚኣብሔር ድማ ተራእዮም፥ ክብሪ እግዚኣብሔርውን ኣብ ዙርያኦም ኣብርሀ፤ ኣዝዮም ከኣ ፈርሁ። 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። 11 ምኽንያቱ ሎሚ፥ መድኃኒ ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። 12 ምልክት ከኣ እዚ ይኹነልኩም፦ በጭርቕቲ ዝተጠቕለለ ሕፃን ኣብ መብልዕ ማል ደቂሱ ኽትረኽቡ ኢኹም” በሎም። 1. ሕጻን ተወሊዱ 1.ማርያም ድንግል እያ ኣዲኡ ፡ ኣዲኡ ግን ወዲ ናይ ሰማይ ንጉስ ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ ተደ ፡ ሕጻን ተወሊዱ ኣብ ቤትልሔም ቤት ልሔም ተሓጎሲ ኢየሩሳሌም ሃሌ ሃሌ ሃሌ ሉያ 2.መድሓኒ ሎሚ ረኺ...
10 || Kokob Berikulna|| Christmass concert 2020 Adiss Ababa || ኮኾብ በሪቑልና|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 28914 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 10 ነቲ ኮኸብ ምስ ረኣይዎ፥ ዕዙዝን ብዙኅን ሓጐስ ተሓጐሱ። ኮኾብ በሪቑልና ተደ ፡ ተወሊዱ ኢየሱስና ተወሊዱ ተወሊዱ ኣብ ቤት ልሔም ተወሊዱ ተወሊዱ ንጉስና ተወሊዱ ተወሊዱ ኣብ መብልዕማል’ዩ ሓዲሩ (2) 1.ክርስትያን ንተሓጎስ ፍሰሃ ኮይኑልና በዛ ሎሚ ለይቲ ሕጻን ተወሊዱልና ኣሕዋት ንተሓጎስ ፍሰሃ ኮይኑልና ሓጥያትና ዝድምስስ መድሕን መጺኡልና ግሩም መካር መድሕን ዓለም ተወሊዱ ኣብ ቤት ልሔም(2) ተደ ፡ ተወሊዱ ……………… 2.ናይ ድሕነትና ምልክት ኮኾብ በሪቑልና ብጥዑም መለኸት ነስምዕ ድምጽና ክብሪ ኣብ ኣርያም ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ እናበልና ንዘምር ምስ ጭፍራ መላእኽቲ መስፍን ሰላም ብርሃን...
9 ||Nkid Nab Goyta & Bdesta Btahgas|| Christmass Concert 2020 Adiss Ababa ||ንኺድ ናብ ጎይታ & ብደስታ ብታሕጓስ|
มุมมอง 19614 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 10 ነቲ ኮኸብ ምስ ረኣይዎ፥ ዕዙዝን ብዙኅን ሓጐስ ተሓጐሱ። ንኺድ ናብ ጎይታ 1. ንኺድ ናብ ጎይታ ንዑናይ እወ (2) ንዑናይ ናብ ኢዮርሳሌም ንኺድ ናብ ጎይታ የሱስ 2. ቅንዕና ሒዝና. . . ንዑናይ 3. እምነትና ሒዝና ...ንዑናይ 4. ትሕትና ሒዝና... ንዑናይ 5. ተስፋና ሒዝና...ንዑናይ 6. ሓጎስና ሒዝና. . . ንዑናይ 7. ምስጋና ሒዝና . . . ንዑናይ 8. ህያብና ሒዝና. . . ንዑናይ 9. ዕልልት ሒዝና...ንዑናይ ብደስታ ብታሕጋስ 1.ብደስታ ብታሕጋስ ፡ ምእመናን ንዑናይ ብደስታ ብታሕጋስ ፡ንቤተ-ልሔም ንዑናይ ንዑናይ (4) ንዑናይ (4) ንዑናይ ንሕጻን ክንርኢ ልዑል ንጉስ ሰማይ ...
8 ||O Betelhem|| Christmass concert 2020 Adiss Ababa ||ኦ ቤተልሔም|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 30614 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 5-6 ንሳቶም ከኣ “‘ኣቲ ቤተ ልሔም ምድሪ ይሁዳ፥ ንሕዝበይ እስራኤል ዚጓስዮም ሹም ካባኺ ኪወፅእ እዩ እሞ፥ ካብ ሽማምንቲ ይሁዳ ከቶ ኣይትንእስን ኢኺ’ ዚብል ብነቢይ ጽሑፍ ስለ ዘሎ፥ ኣብ ቤተ ልሔም ናይ ይሁዳ እዩ” በልዎ። ኦ ቤተ ልሔም 1. መድሕን ተወሊዱ ምስጋና ዘምሩ ምእንታና ክብል ቆሪሩ ሓዲሩ ኣሕዋት ተሓጎሱ ብደስታ ዓልሉ ንጉስና ክድቅስ እሩሩ እሩሩ ተደ ፡ ኦ ቤተ ልሔም ብሓቂ ዓባይ ኢኺ ሹማምንቲ ይሁዳ ዘይ ዓብዩኺ ንውሉድ ወለዶ ትዝከሪ ኣሎኺ ዕድለኛ ኢኺ ንንጉስ ዘፍረኺ(2) 2. ናይ ሰማይ ዙፋኑ ኣብኡ ሓዲግዎ ናብ ዓለም ክመጽእ ፍቅሪ ገዲድዎ ጋሶት ምስ መላእኽቲ እውን ከበብዎ ኣሕዛ...
7 || ነመስግኖ || Christmass Concert Adiss Abeba 2020||Nemesgno|| ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 33421 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ማቴዎስ 2 ] 11 ናብ ቤት ኣትዮም ነቲ ሕፃን ምስ ማርያም እኖኡ ረኣይዎ። ተደፊኦም ሰገዱሉ። ሣጹኖም ከፊቶም ከኣ ወርቅን ዕጣንን ከርበን ገጸ በረኸት ሃብዎ። ልደት ናይ ጎይታና 1. ልደት ናይ ጎይታና ክርስቶስ ኣምላኽና ቁሪ ተሃሪሙ ሓራ ከውጽኣና ጨርቂ ተጠቅሊሉ ምልክት ሕስራና ሎሚ ነስተውዕሎ ዋጋ ናይ ነፍሳትና ተደ ፡ ነመስግ ነመስግ ፡ ንኣምላኽና ካብ ሰማይ ወሪዱ ፡ ሞተ'ውን ስሌና 2. በሉ ንቐበሎ ሎሚ ኣብ ልባትና ድምጹ ንስምዓዮ ሰላም ከውርደልና ፍቅሪ ናይ ክርስቶስ ምስ ማርያም ኣዴና ምሳና ክነብር ክሳብ ግዜ ሞትና 3. ሕጂ ንሕሰበሉ ወጋሕታ ብርሃና ኢየሱስ መጺኡ ፈውሲ ናይ ሕይወትና ዓመታት ሓሊፉ ልደት...
ህጹጽ ሓገዝ ንሓውና መድሃኔ ኣባዲ ፡ብሕማም ኣልሰር ናይ ዓይኒ ናብ ካንሰር ክቅየር ዝኽእል ፡ንዑረት ዘቃልዕ ሕማም ዝሳቀ ዘሎ ሓው
มุมมอง 32221 วันที่ผ่านมา
ህጹጽ ሓገዝ ንሓውና መድሃኔ ኣባዲ ፡ብሕማም ኣልሰር ናይ ዓይኒ ናብ ካንሰር ክቅየር ዝኽእል ፡ንዑረት ዘቃልዕ ሕማም ዝሳቀ ዘሎ ሓው
6 || ግሩም ምስጢር || Christmass Concert Adiss Abeba 2020|| Grum mstir || ናይ ልደት መዝሙር
มุมมอง 38321 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። ግሩም ምስጢር 1. ተሓጎሲ ነፍሰይ ተደሰቲ ሎሚ ተፈቲሕኪ ካብ ማእሰርቲ ኢየሱስ ተወሊዱ ኣብ በዓቲ ተደ፡ ግሩም ምስጢር ግሩም ምስጢር ኣብ ይሁዳ ኣብ ቤትልሄም ሕጻ ተወሊዱ ንብስራት ዓለም 2. ተሓጎሲ ነፍሰይ ደስ ይበልኪ ግብረ ድያብሎስ ስምኪ ከየጥፍኣልኪ ኢየሱስ ተወሊዱ ኣብ በዓቲ 3. ተሓጎሲ ነፍሰይ ተደሰቲ ፍጻሜ በጺሑ ናይ ሰይጣን መግዛእቲ ኢየሱስ ተወሊዱ ኣብ በዓቲ 4. ተሓጎሲ ነፍሰይ ደስ ይበልኪ ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣብ ካብ ልብኪ ነቲ ሓደ ወዱ ዝሃበኪ th-cam.com/video/r1bn5ojDjN...
5 || ክብሪ || Christmass Concert ||Glory|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
มุมมอง 23821 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 14 “ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ኣርያም፥ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም እግዚኣብሔር ዚሕጐሰሎም ሰብ።” ክብሪ 1.ካብ ላዕሊ ናብ’ዛ ምድሪ መዝሙር መላእኽቲ ይሰማዕ መቓልሕ ብጥዑም ድሃይ እቶም ኣኽራን ይምልሱ(2) ተደ . ክ . . . .ብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ ክ . . . .ብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ 2.ዎ ጓሶት ስለምንታይ ክንድዚ ትሕጎሱ ዘሕጉስ ብስራት ካብ ሰማይ መን ሃበኩም(2) 3.ንዑናይ ናብ ቤትልሄም ክንሰግድ ንንጉስና ምስቶም መላእኽቲ ኮይንና ነቕርብ ምስጋናና(2) th-cam.com/video/Jq7U_ljaE4E/w-d-xo.htmlsi=IQytWTbWW8hDWkh3 Subscribe ፡Share ፡ ...
4 || ንዓይ ክትስልም || Catholic ldet Mezmur ||Neay Ktslm|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
มุมมอง 55721 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ማቴዎስ 1 ] 21 ወዲ ኽትወልድ እያ ንሱ ኸኣ ንሕዝቡ ኻብ ኃጢኣቶም ኬድኅኖም እዩ እሞ ስሙ ኢየሱስ ክትብሎ ኢኻ። ንዓይ ክትስልም 1. ንዓይ ክትስልም ብጸጋ ፍቅርካ ሕሱም ንብረተይ ሓጥያተይ ርኢኻ ኣነ እንክኹብልል ኣብ ዓለም በረኻ ኣርኣያ ግዙእ ኣዳም ሓረኻ (3) 2. እያቄም ሓና ጻድቃናት ወለዲ ብርሃን ፈረየ ንሰማይ መንገዲ ዕንባባ ገነት ናይ ሰማያት ዘውዲ ፈረየት ሕይወት ናይ ወይኒ ጉንዲ (3) 3. ሕይወት ናዝሬት ዝመልኦ ትሕትና ምስ ማርያም ዮሴፍ ሰብ ኪዳን ንጽሕና ግሩም ኣብነት ዝከዉን ንዓና ክንክተለካ ሓይሊ ሓበና (3) 4. ንዓይ ክትደሊ ዝጠፍአት በጊዕካ ኣእላፍ መላእኽቲ ኣብ ሰማይ ሓደግካ ንጉሰ ሰማ...
3 || ኢየሱስና መጺኡ ||Catholic ldet Mezmur ||Yesusna Mexieu|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
มุมมอง 38721 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ዮሓንስ 1 ] 9 እቲ ንዅሉ ሰብ ዜብርህ ብርሃን ሓቂ ናብ ዓለም መጸ። ኢየሱስና መጺኡ 1. ንኹሉ ሰብ ዘብርህ ብርሃን ኣብ ኢዱ ሒዙ ሕይወትን ሓቅን መንገ..ዱ ምሕረቱ ንዓና ከርኢ ብፍቅሪ ተደሪኹ ተደ: ብርቱዕ ኣምላኽ ኢየሱስና መጺኡ ግሩም መካር ጎይታና መጺኡ ኣቦ ዘልዓለም መድሕን ሕዝቡ መስፍን ሰላም ተወሊዱ (መስፍን ሰላም ኣማኑኤል ተወሊዱ) 2.ዓውዱ ዘጽርየሉ መስኤ ኣብ ኢዱ ሒዙ ክቡር ካብ ሕሱር ክፈ..ሊ ሰላሙ ንዓና ክህብ ሓዲጉ ዙፋን ክብሩ 3. ንምድሓና ከበስር ስቡር ልቢ ክዝንን ሓርነትና ክእውጅ ሎሚ ተወሊዱ (6) Subscribe ፡Share ፡ Comment ፡Like th-cam.com/video/l-fdS9...
2 || ድምጺ ሕጻን || Catholic ldet Mezmur ||Dmxi Hxan|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba 2020
มุมมอง 56121 วันที่ผ่านมา
[ ወንጌል ሉቃስ 2 ] 10 እቲ መልኣኽ ድማ “እንሆ ንዅሉ ሕዝቢ ዚኸውን ዓቢይ ሓጐስ አበሥረኩም ኣሎኹ እሞ ኣይትፍርሁ። 11 ምኽንያቱ ሎሚ፥ መድኃኒ ክርስቶስ ጐይታ፥ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ። 12 ምልክት ከኣ እዚ ይኹነልኩም፦ በጭርቕቲ ዝተጠቕለለ ሕፃን ኣብ መብልዕ ማል ደቂሱ ኽትረኽቡ ኢኹም” በሎም። ድምጺ ሕጻን 1. ብዕልልታን ሓጎስን ንኢየሱስ ንዑ ንቀበሎ ልዑል ንጉስ ሰማይ ናባና ይመጽእ ኣሎ ኣቱም ኣሕዛብ ንዑ ዓልልሉ ናባኹም'ዩ ልብኹም ኣርሕዉ ተደ ፡ ድምጺ ሕጻን(2) ይስማዕ ኣሎ ብኽያት ሕጻን (2) የዳምጽ ኣሎ ኣብ ቤትልሔም (3) 2. ክ...ርስቶስ ብ...ዓል ኢየሩሳሌም ይ..መጽእ ኣሎ ናብ...ዛ ዓለም...
1 || ኣብ ቤት ልሔም || Catholic ldet Mezmur ||Ab Betelhem|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba
มุมมอง 91521 วันที่ผ่านมา
1 || ኣብ ቤት ልሔም || Catholic ldet Mezmur ||Ab Betelhem|| ናይ ልደት መዝሙር concert Adiss Abeba
Abel Tekle || ትንቢት ተፈጺሙ || New Tigringa Mezmur 2024 " Tnbit tefeximu " ብዘማሪ ኣቤል ተኽለ
มุมมอง 823หลายเดือนก่อน
Abel Tekle || ትንቢት ተፈጺሙ || New Tigringa Mezmur 2024 " Tnbit tefeximu " ብዘማሪ ኣቤል ተኽለ
| ንኣምላኽና መን ኣሎ | Merhawi Michael ዝተሓደሰ ትግርኛ መዝሙር " nAmlakna men alo " Tigrinya Mezmur 2024
มุมมอง 2.2Kหลายเดือนก่อน
| ንኣምላኽና መን ኣሎ | Merhawi Michael ዝተሓደሰ ትግርኛ መዝሙር " nAmlakna men alo " Tigrinya Mezmur 2024
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
มุมมอง 1.4Kหลายเดือนก่อน
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
มุมมอง 434หลายเดือนก่อน
New Catholic Mezmur 2024 By Frtuna Msgna "እንተ ላእሌ ኩሉ" ብዘማሪት ፍርቱና ምስግና ኣባል መዘምራን ሕያዋይ ጓሳ ረጂና
New Catholic Mezmur 2024 By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
มุมมอง 1.5K2 หลายเดือนก่อน
New Catholic Mezmur 2024 By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
Coming Soon New Catholic Mezmur By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
มุมมอง 4122 หลายเดือนก่อน
Coming Soon New Catholic Mezmur By Shewit Berhe፡ምሕረት ኣዊጁለይ ብዘማሪት ሸዊት በርሀ ካብ ሰበካ መድሓኒ ዓለም ዓድግራት
"Fluy Fkri Eyu" Catholic Mezmur By Esayas weldemichael 2024፡"ፍሉይ ፍቅሪ እዩ "ዘማሪ ኢሰያስ Album 1 (Track 8)
มุมมอง 8K3 หลายเดือนก่อน
"Fluy Fkri Eyu" Catholic Mezmur By Esayas weldemichael 2024፡"ፍሉይ ፍቅሪ እዩ "ዘማሪ ኢሰያስ Album 1 (Track 8)
"Msgana"By Esayas weldemichael New Catholic mezmur 2024፡"ምስጋና"ብዘማሪ ኢሰያስ ወልደሚካኤል Album 1 (Track 6)
มุมมอง 20K4 หลายเดือนก่อน
"Msgana"By Esayas weldemichael New Catholic mezmur 2024፡"ምስጋና"ብዘማሪ ኢሰያስ ወልደሚካኤል Album 1 (Track 6)
New catholic mezmur 2024 "Msgana" By Esayas w/michael Coming Soon ፡ "ምስጋና" ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
มุมมอง 2.3K4 หลายเดือนก่อน
New catholic mezmur 2024 "Msgana" By Esayas w/michael Coming Soon ፡ "ምስጋና" ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
New Catholic mezmur 2024 "Tehagise Byesus"By Meseret Shishay"ተሓጊሰ ብኢየሱስ"ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
มุมมอง 2.6K7 หลายเดือนก่อน
New Catholic mezmur 2024 "Tehagise Byesus"By Meseret Shishay"ተሓጊሰ ብኢየሱስ"ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
Cooming soon New Catholic mezmur 2024 "ተሓጊሰ ብኢየሱስ" By Meseret Shishay፡ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
มุมมอง 9757 หลายเดือนก่อน
Cooming soon New Catholic mezmur 2024 "ተሓጊሰ ብኢየሱስ" By Meseret Shishay፡ብመሰረት ሽሻይ ኣባል ሕያዋይ ጓሳ Regina
Catholic Mezmur 2024 " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
มุมมอง 23K8 หลายเดือนก่อน
Catholic Mezmur 2024 " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
Cooming Soon mezmur " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
มุมมอง 8818 หลายเดือนก่อน
Cooming Soon mezmur " Tensieu Eti Seari " By Isayas weldemichael ፡ " ተንሲኡ እቲ ሰዓሪ " ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል
ደሙ ከም ማይ ፈሰሰ ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል ናይ ቀደም መዝሙር ፡Demu kem Mai Fesese By Esayas W/michael Old Mezmur
มุมมอง 4.1K8 หลายเดือนก่อน
ደሙ ከም ማይ ፈሰሰ ብ ዘማሪ ኢሰያስ ወ/ሚካኤል ናይ ቀደም መዝሙር ፡Demu kem Mai Fesese By Esayas W/michael Old Mezmur