ስላም ንዓኻትኩም: ስለቲ ጽዓትኩም ብዙሕ አመስግን:: ኣብዛ ናይ መእተዊ ምህሮ: ክርስቶስ ሓደ ኣካል ክልተ ባህርይ ከምዘለዎ ብመጠኑ ተሓቢሩ ኣሎ:: ኣብ ዝቕጽል ርክብኩም: ብሰፊሑ ከም እተብርሁልና ክኣ ብምእማን ብተስፋ ንጽበ:: ኣብ ትምህርትኹም ክትምልሱለይ ዝሓትቶ ድማ ከምዚ ይመስል: ማለት ጎይታ ክልተ በበይኑ ባህርይ (መለኮታውን ትስብእታውን ባህርይ) ነይርዎ እንተ ኢልና 0:03 1. ጎይታ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ክመውት እንከሎ: ብባህርየ ስጋ ድዩ መይቱ ወይስ ብባህረየ መለኮት? ሀ. ብባህረየ ስጋ መይቱ እንተ ኢልና: ስጋዶ (ሰብ) ከድሕን ይክኣሎ እዩ? ለ. ብባህርየ መለኮት መይቱ እንተ ኢልና ድማ: መለኮትዶ ይመውት እዩ?
ሰላም አምላኽ ምስኩሉኹም የኹን ብሩኻት አምላኽ መመሊሱ ጸጋ የብዚሓልኩም። ሕቶይ ግን እዚ ቀዳማይ ከፋል ሰሚዕናዩ ህድእ ትምህርቲ እዩ ግን እታ ካልአይ ክፋል አበይ ክትርከብ ትኽእል ተባረኹ።
AMEN
Tebareku burukat yehwatey ❤🎉
ጽቡቅ ናይ ትምህርትን ምርድዳእን ግዜ ነሩ፡ግናኸ ነፍስና ብትምህርቲ christology and theology ደኺማ።ስለዚ ሓደ ሰብ ካብ ህዝብና ኣምላኽ ሎሚ ከምዚ ኢልካ ምሃሮም ተዛረቦም ኢሉኒ፡ ስለ ዝተገለጸለይ ካብ ኣምላኽ direct ካብ ኣፉ ዝሰማዕክዎ ኢየ ዝዛረብ ዝብለና ደሊና።ኣብ ሃገርና ምስ Holly sprit ኮፍ ኢሎም ዝዘራረቡ የለውን ዲዮም።ብመወዳእታ ዘይብሉ ሓሳባትን ሪኢቶ ናይ ሰብ ምስማዕ ኮይኑ።ሕጂ ግና ምስ ጎይታ ተማኺሮም፡ብምሪሒት ናይ Holly sprit ዝኸዱ፡ ሓላፍነት ዝወስዱ ካብ ህዝብና ንደሊ ኣለና፡ትምህርቲ theology and christology ግና ዲግሪ ኣብ ልዕሊ ዲግሪ፡but it's good 💯.
@ . . . @YonasLoveUrEnemies ዘቕረብካዮ ሓሳባት ርዱእ ኮይኑ ግን ከኣ ኣብ ሓደ ጫፍ ጥራይ ዝዛዘወ ይመስል።ኩሉ ከድልየና ኢዩ። ቃሉ ዝጸንዔ ቃል ትንቢት ኢዩ፡ ብቐዳማይ ደረጃ ክንሰርዖ ዝግባእከኣ ንሱ ኢዩ፡ ውህበታት መንፈስ ቅዱስ ከኣ ንዕብየት ማሕበር ኣምላኽ ኣገደስቲ ስለ ዝኾኑ ንመንፈሳዊ ውህበት፡ ምናዳ ግና ክንንበ ንቕናእ። ምህሮ ክርስቶስ (CHRISTOLOGY) (እቲ ካብ ትንቢት ዝጸንዐ ቃል) ንእምነትና ንኣማናዊ ኣኻይዳናን ንኣጠቓቕማ ውህበታት መንፈስ ቅዱስን መሰረትን ማእኸልን ኢዩ’ሞ፡ልምድታትና ኮነ ምህሮታትና ብእኡ ተመርሚሩ ክሓልፍ ናይ ግድን ኢዩ። መዐቐኒ እንተ ዘይብልና ደኣ እሞ ኩሉ ዝማእምኦ ክኸውን እንድዩ። (እብ 12፡2) “ ኣብ የማን ኣምላኽ እተቐመጠን ጀማር እምነትናን ደምዳሚኣን የሱስ ንጠምት።” (2 ጴጥ 1፡19) “ ኣዝዩ ዝጸንዔ ቓል ትንቢት ከኣ አሎና፡” ንበረኸት ኩን፡
@@DanielBelay-q4g ሰላም ንዓኻ ፓስተር: ኣብ መልስኻ ክልቲኡ ከድልየና እዩ ዝብል ሓሳብ ምልስ ኢልካ ምርኣይ ዘድሊ እመስለኒ:: እቲ ንነዊሕ እዋን ብዘይ ትምህርቲ ግናኸ ብተራእዩንን ተገሊጹለይን ዝብሉ መምህራን ተዓብሊሉ ዝጸንሐ ደበና ብምግላህ: ናብቲ ቅኑዕ ምህሮ ነብያትን ሃዋርያትን ኣቦታትን ምምላስ ይጽንሓለይ ዘይብሃሎ ጉዳይ እዩ:: ትምህርቲ ኣቦታት ብመንፈስዶ ኣይኮነን ዝተነግረ? ትምህርቲ ምስጢረ ስጋዌ ካብ ምዓስ እዩ ካብ መንፈስ ወጻኢ ኮይኑ? ከም ትዕዝብተይ: ንኣምላኽናን መድሓኒናን ጎይታናን የሱስ ክርስቶስ ብትኽክል እንፈልጠሉ ምህሮ ምስጢረ ስጋዌዶ ኣይኮነን? ነቲ "ንስኻትኩምከ መን ትብሉኒ?" ዝብል ሕቶ ጎይታና ዝምልሰልና ክሪስቶሎጂዶ ኣይኮነን? እሞኸ ድኣ: ብትምህርቲ ቅዱሳት ጽሑፋት ንጎይታና ምፍላጥ ቀዳምነት ክውሃቦ ምግባር ከመይ ኢሉ እዩ ብመንፈስ ከም ዘይተመራሕካ ዘምስል? ብዝኾነ ሕቶይ ንኽትምልሰለይ ዘይኮነ: ንኸምዚ ዝበለ ሓሳብ ብዘይምስምስ ግቡእ ምላሽ ምሃብ ልዑል ሓላፍነት ምስካም ከምዘድሊ ንምዝኽኻር እዩ:: ጠጥዑሙ ምስ ኩልና:: ርሑስ ሓድሽ ዓመት
❤
God bless you
Hallelujah
Amen 🙏🙏🙏
🙏🙏🙏👏👏👏❤️
God bless you all
❤❤❤
ተሜ ሓወይ ብዙሕ ተባረኽ። አምላኽ አገልግሎትካ ይባርኽ🙏🙏
❤❤❤❤
ጎይታ ይባርኩም ብሩኻት 🙏💙💙💙
Farsi, you are an anointing and blessed song 🎵 🙏 ❤️
Nice job keep up the good work may God give you all you need❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤ amen amen
Amennnnnn🙌🙌🙌🙌🙌
❤❤❤❤❤❤