- 19
- 19 451
Telmeden
Sweden
เข้าร่วมเมื่อ 12 ส.ค. 2020
วีดีโอ
Telmeden: ሕቶታት ቁ. 1 - 5(መልስን ሓፈሻዊ መብርህን)
มุมมอง 1.1K3 ปีที่แล้ว
ኣብ Facebook ንመዓልቲ ሓንቲ ሕቶ ካብ ዝቀረበ ሕቶታት ኮይኑ፡ ብመልክዕ ቪድዮ መልስን ሓፈሻዊ መብርህን ተሰንዩ ዝተዋህበ ኢዩ።
3.5 ምርኣይን ካልኦት ህዋሳትን ኣብ ትራፊክ(Synes)
มุมมอง 5523 ปีที่แล้ว
ምርኣይን ካልኦት ህዋሳትን ኣብ ትራፊክ(Synes) ሓሙሸይቲ ትምህርቲ ምምራሕ ማኪና ካብ ውልቃዊ ንጥፈታት ወዲ-ሰብ(Människan) ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - መእተዊ - ቀንዲ ኣምራት - ገምጋምን ሚዛንን - ጠቐምቲ ኣምራት - ናይ ዓይኒ (ኦፕቲካዊ) ዕዋጀ (Synvillor ወይ illusioner) - ኣብነታት ናይ ኦፕቲካዊ ዕዋጀ - ትርኢት ጋለርያ - ተኽእሎ ትርኢት ጋለርያ ምስ’ዞም ዝስዕቡ ይውስኽ - ካልኦት ህዋሳትካ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: apps.a...
3.4 ስንክልና ኣብ ትራፊክ(Nedsatt förmåga)
มุมมอง 4104 ปีที่แล้ว
ስንክልና ኣብ ትራፊክ(Nedsatt förmåga) ራብዐይቲ ትምህርቲ ምምራሕ ማኪና ካብ ውልቃዊ ንጥፈታት ወዲ-ሰብ(Människan) ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - ተግባራዊ ስንክልና - ናይ ምርኣይ ጸገማትን ዑረትን - ጻዕዳ ምርኩስን ምልክታቱን - ኣብ መሳገሪ ኣጋር ንሓደ ናይ ምርኣይ ጸገም ዘለዎ ሰብ ከተሕልፍ ደው ክትብል እንከለኻ ክትገብሮ ዝግበኣካ - ዓይነ-ስዉር ዝመርሕ ከልቢ - ኣረጋውያን ኣብ ትራፊክ - ምስ ዕድመ ዝጋደዱ ነገራት - ሕያዋይን ዕጉስን ኩን - ከየጋነንካ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensol...
3.3 ድኻም ኣብ ትራፊክ(Trötthet)
มุมมอง 4854 ปีที่แล้ว
ድኻም ኣብ ትራፊክ(Trötthet) ሳልሰይ ትምህርቲ ምምራሕ ማኪና ካብ ውልቃዊ ንጥፈታት ወዲ-ሰብ(Människan) ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - መእተዊ ድኻም ኣብ ትራፊክ - ጠንቅታት ድኻም - ምስ ድኻም ዝተኣሳሰሩ ሓደጋታትን ተኽእሎታት ሓደጋን - ምልክታት ድኻም - ድኻም ኣወግድ - ንድኻም ብግዜውነት ምንካይ - ናይ ድኻም ማህደረ-ቓላት - ኣብ ድኻም ዝተመርኮሰ ስታቲስቲክስ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: apps.apple.com/se/app/telmeden/id148...
3.2 ጽልዋ ኣልኮል ኣብ ትራፊክ(Alkohol i trafiken)
มุมมอง 7744 ปีที่แล้ว
ጽልዋ ኣልኮል ኣብ ትራፊክ(Alkohol i trafiken) ካልኣይቲ ትምህርቲ ምምራሕ ማኪና ካብ ውልቃዊ ንጥፈታት ወዲ-ሰብ(Människan) ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - ሰቲኻ ምዝዋር - መጠን ብዝሓለፎ ስኽራን ምዝዋር - ሽሓዊት - ናይ ኣልኮል ንቕሓት(ክትግንዘቦ ዝግባእ) - ካብ ኣልኮል ምእጋድ ኣብ ክንዲ መምርሒ ፍቓድ ምሕዳግ - መድሃኒታት ኣብ ትራፊክ - ኣደንዘዝቲ ባእታታት ኣብ ትራፊክ - ተንቀሳቐስቲ ቴለፎናት - ስታቲስቲክስ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: ...
3.1 ትምህርትን ብስለትን(Inlärning & mognad)
มุมมอง 6594 ปีที่แล้ว
ኣብ ትምህርትን ብስለትን ዘተኮረት ትምህርቲ ምምራሕ ማኪና ካብ ውልቃዊ ንጥፈታት ወዲ-ሰብ(Människan) ቀዳመይቲ ክፋል ትምህርቲ ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - ዝተፈላለዩ ዓይነታት ትምህርቲ - ዝተፈላለዩ ደረጃታት ብስለት - ሳሕቲ፡ ካብ ሕጋጋት ትራፊክ ተፈንተት - መንእሰያት መራሕቲ መካይን - ኩነታት ንምግማት ዝሕግዙና - ጸቕጢ - ሓደጋ ጸቕጢ ንምንካይ ክንክተሎ ዝግባኣና ኣገባባት - ጸቕጢ መዛኑ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: apps.apple.com/se/ap...
2.2 ምምራሕ መኪና ኣብ ናይ ገጠር ጽርግያታት(Landsväg)
มุมมอง 1.2K4 ปีที่แล้ว
ምምራሕ ማኪና ኣብ ናይ ገጠር ጽግያታት(Landsväg) ካላይቲ ክፋል ትምህርቲ ካብ ዓምዲ ልምድን ምልከትን ኣዘዋውራ(Körning) ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - ፍሉይነት ናይ ገጠር ጽርግያ - ምጥዋይ ኣብ ናይ ገጠር ጽርግያ - ሓደጋ ንምውጋድ ንጸጋም ኣብ ትዕጸፈሉ እዋን፡ ክትገብሮም ዘለካ ነገራት - ርሕቀት ትሕልወሉ ሕጋታት(ንኣ. ሕጊ ሰለስተ ካልኢታት(Tresekundersregeln)) - ብኣንጻር ዝመጻ ተሽከርከርቲ - ስርሕ ጽርግያ ኣብ ዝካየደሉ እዋን ክንገብሮ ዘለና - ናይ ውልቂ ጽርግያ - ኣተክሮ ክዋሃቦም ዝግባእ እንስሳታት Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/...
2.1 ምምራሕ ማኪና ኣብ እዋን ጸላም(Mörkerkörning)
มุมมอง 7394 ปีที่แล้ว
ምምራሕ ማኪና ኣብ እዋን ጸላም(Mörkerkörning) ፈልመይቲ ትምህርቲ ካብ ዓምዲ ልምድን ምልከትን ኣዘዋውራ(Körning) ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፦ - ናይ ቕድሚት መብራህቲ(Halvljus) - ምሉእን ነዊሕን መብራህቲ ቕድሚት(Helljus) - ምልክት መብራህቲ(Blinkers (körriktningsvisare)) - መብራህቲ ምልክት ሓደጋ(Varningsblinkers) - ናይ ግመ መብራህቲ(Dimljus (dimstrålkastare)) - ናይ ድሕሪት ናይ ግመ መብራህቲ(Dimbakljus) - ናይ ግዜ መዓልቲ መብራህቲ(Varselljus) - ተወሳኺ ነዊሕ መብራህቲ(Extraljus - Auxiliary high beam l...
1.6 ሓጋይን በረድ ዝበዝሖም ጽርግያታትን(Vinter & halka)
มุมมอง 5594 ปีที่แล้ว
ሓጋይን በረድ ዝበዝሖም ጽርግያታትን(Vinter & halka) ናይ መወዳእታ ክፋል ካብ ዓምዲ ሕግታት ትራፊክ ኮይና፣ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ተጠቃልል፣ - ዘተኣማምን ዘየተኣምንን ኩነታት መንገዲ - ዓይነታት መስመራት መገዲ ኣብ እዋን በራዲ ኩነታት ጽርግያ - ኣብ እዋን ሓጋይ ካብ ማኪናን ክንፈልዮም ዘይግበኣና ዕጥቅታት - ኩነታት ጽርግያ ኣብ እዋን ጽድያ (ኣየት)፣ ክረምቲ፣ ቀውዒ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: apps.apple.com/se/app/telmeden/id1489704518...
1.5 ምቕዳምን፣ ምኽልካል ካብ ምቕዳምን(Omkörningar)
มุมมอง 6794 ปีที่แล้ว
ምቕዳምን፣ ምኽልካል ካብ ምቕዳምን(Omkörningar) ዝብል ንኡስ ዓምዲ ካብ ምዕራፍ ሕግታት ትራፊክ ኮይኑ፣ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሒዛ ቀሪባ ኣላ። - ንምቕዳም ዝምልከቱ ሰለስተ መሰረታውያን ሕጋጋት ኣለዉ - ቕድምን ድሕርን ምቕዳም ክትገብሮ ዘለካ - ኣብ እትቕደመሉ እዋን(ካልኦት ኣብ ዝቕድሙኻ እዋን) - ረብሓን ጉድኣትን ምቕዳም - ምቕዳም ክልኩል ዝኸነሉ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: apps.apple.com/se/app/telmeden/id1489704518#?pl...
1.4 ደው ንምባልን ምዕሻግን ዝምልከቱ ሕጋጋት(Stanna & parkera)
มุมมอง 9274 ปีที่แล้ว
ደው ንምባልን ምዕሻግን ዝምልከቱ ሕጋጋት(Stanna & parkera) ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቅሱ ኣብ ምግላጽ ዝተሞርኮሰት ኢያ። - ደውታ - ምዕሻግ - ናይ ዞባ ምልክት - ኣብ ተጻራሪ ሸነኽ ምዕሻግ - ፌርማታታት ኣውቶቡስ Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/de... Apple Store: apps.apple.com/se/app/telmede... Facebook: telmeden
1.3 ሕጋጋት ቀዳምነት(Väjningsregler & väjningsplikt)
มุมมอง 1.6K4 ปีที่แล้ว
ሳልሰይቲ ትምህርቲ ካብ "ሕግታት ትራፊክ(Trafikregler)" ኮይና፡ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ትገልጽ። - መሰረት ናይ ኩሎም ሕጋጋት ቀዳምነት - ቅኑዕን ጥንቁቕን ኣተሓሳስባ - ቀዳምነት ናይ ምሃብ ግዴታ(Väjningsplikt) - ደው ናይ ምባል ግዴታ(Stopplikt) - ናይ ቀዳምነት ጽርግያ(Huvudled) - ሕጊ የማን(Högerregeln) - ሕጊ የማን ግብራዊ ዘይኮነሉ ኩነታት(Högerregeln gäller inte) - ናይ ምጥዋይ ሕጊ(Svängningsregeln) - ናይ ምውጻእ ሕጊ(Utfartsregeln) - ሕጊ ኣውቶቡስ(Bussregeln) - ሕጊ ምዕንቃፍ(Blockeringsregeln) Website: telmeden...
1.2 መስመራት ጽርግያን ኣቃውማን(Körfält - placering & körfältsbyte)
มุมมอง 1.2K4 ปีที่แล้ว
ካልኣይ ትምህርቲ ካብ ዓምዲ ሕግታት ትራፊክ(Trafikregler) ኮይና፡ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ድማ ተጠቃልል። - ዓይነታት መስመር ጽርግያ - ኣየናይ መስመር ጽርግያ ትመርጽ? - ኣገባብ ኣቃዉማ ማኪና ኣብ መስመር ጽርግያ - መስመር ጽርግያ ኣብ ንቅይረሉ እዋን - ፍሉያት ሕግታት Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id=com.zemensolutions.telmeden Apple Store: apps.apple.com/se/app/telmeden/id1489704518#?platform=iphone Facebook: telmeden
1.1 መእተዊ ሓሳባትን ውዕላትን(Inledning & begrepp)
มุมมอง 1.4K4 ปีที่แล้ว
ቀዳመይቲ ትምህርቲ ካብ "ሕግታት ትራፊክ(Trafikregler)" ኮይና፡ ነዞም ዝስዕቡ ድማ ትገልጽ፥ - መሰረታውያን ሕጋጋት ትራፊክ(Grundregler) - ዘይንጹራት ሕጋጋት ትራፊክ(Otydliga trafikregler) - መሰረታዊ ድሕነት(Grundläggande säkerhet) - ናይ ምክልኻል ኣዘዋውራ(Defensiv körning) - መግለጺታት ክፋላት ጽርግያ(Definition av vägren, körfält, körbana och väg) - ናህሪ(Hastighet) - ቀዳምነት ዝወሃቦ ነገር(Rangordning) Website: telmeden.com Google Play: play.google.com/store/apps/details?id...
Telmeden: ልምምድ ግብራዊ ትምህርቲ ምዝዋር ማኪና / Övningskör Del 2
มุมมอง 1.2K4 ปีที่แล้ว
Telmeden: ልምምድ ግብራዊ ትምህርቲ ምዝዋር ማኪና / Övningskör Del 2
Telmeden: ልምምድ ግብራዊ ትምህርቲ ምዝዋር ማኪና / Övningsköra Part 1
มุมมอง 1.1K4 ปีที่แล้ว
Telmeden: ልምምድ ግብራዊ ትምህርቲ ምዝዋር ማኪና / Övningsköra Part 1
ኣዚካ ህደእ ❤ኣልካ ትምህሪ ❤🎉🎉
❤❤❤ኑፊዕ መምህሪ
Mebre hawey agelalixaka des ybill
Ata mexhaf ksab mewedata kemzi gerka gelixka sdeda❤❤❤ Aba
Kemzi gerka sdedelna zhawey❤❤❤❤❤❤
Tack 🙏🏽
መብሬ ብጣዕሚ ጹቡቅ ትምህርቲ ብጣዕሚ ህድኣት ዘለዎ ኣመሃህራ ግን መአረምታ መመሳቅሎ ካብ ምባል መስቀላዊ መገዲ ምባል ገላጺ ይመስለኒ
🙏👍👍👍❤️
Selam yekeniyena nazi tmhrti zehabkan. Hati hto khatt delye alku. Tmhrti mzwar mekina b tgriga gemiu d a siweden kfet deli ye nera. Degim yekaniyeley 😊
Tack mycke
Tack så mycket 🙏👍
ድምጺ ቲሒቱ ብዝተካእለ ዓው በል
Very nice
Mitt fråga Tack Mebre hawey 😍
Btaemi xubku zikone Bzibelexe bkankanna tetergimu Bluxatn kieilatatn kem zelekumna Eritrewyan yehwatna nihiben Btaeimi yemesgneka Mebrahtu Bereket 🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Tack mebri
Tack så mycket mebre hawey
Tack så jättemycket 🙏🙏🙏
ከም ሕቶ ቁ-4 ዘሎ ተፈላለየ ፎርሙላ ማለት ብcalculat ዝስራሕ ካብ ኩለን አብነታትን ምስ መብሪሂኤን አብ ሐደ ቪድዮ ጠርኒፍካ ተትቅሪበልና ብዝያዳ ምቀለለና መብሬ ሐዉና።
መብረአ ዓርከይ ሰላም ንዓኻ ይኹን 👍🙏
Mebrie arkey thank you brother 👍
❤❤❤🙏🙏🙏
Tack så jättemycket 🙏🙏🙏
Bro jobbat
Tack så jättemycket Mebrahtom hawey 🙏🙏🙏
ክብረት ይሃበልና፣ የቀንየለይና።
Tack så jättemycket Mebrahtom hawey🙏🙏🙏
Tack för fantastiska föreläsningen!
Tack så jättemycket, va bra att vi får en supperviktig lärande föreläsningar med fördjupning och på tigrigna. Så uppskattande lektion!
Jag har ett fråga. Dem kylten stänna eller parkera förbjude men efter kylten Hur lång får stänna. """"""""""""Meter får stänna .
Bxaimi xbuq Habereta Tacksam.
Tack så jättemycket 🙏🙏🙏
የቀንዬልና መብሬ ካባኻ ብዙሕ ተማሂርና
Tack så mycket mebrino
Tack så mycket 🙏🙏🙏
Mebrie arkey bruk thanks brother 👍
Tack så mycket bror ! Bra jobbat och jag önskar att du ska försätta så här.
Tack så mycket. Khateka gn eta nay Tekia Tesfay Dictionary eba tehababerena beyen krekba ykel
Nay bhaki xbuk tmhrti u, be video tetesenyo kea xbuk giru mteredeana. Blbi ena nemsgeneka bro.. etom kalot TH-camr kea ab xbuk neger tezsatefulu bzuhe seb mtelewete niru. Sher.. like.. comment moral 👍👍👍nehabo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇
Mebrahtu hawey abzi tegbro zelka serah fetari yehgzka 🙏🙏🙏 kemaka yebzuhu tack 👌👍👍
Meri hawey btami bzuh hagiz una eyu emo edmen tenan yhabka kexlo.
አማሀህራካን አገላልጻክን መመሊሱ'ዩ ዝምቅር ዘሎ ባህ እንዳበለና ፍልጠት ነሐፍሰሉ አለና እሞ ሕጂ'ዉን ደጊመ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና መብረ ሐዉና ።
የቀንየለይ፣ ክብረት ይሃበለይ።
Tack så jättemycket 🙏🙏🙏
ኣዝየ የመስግን፣ የቀንየለይ።
ጉዱስ መብረሃቱ ሐዉና ልዕሊ 10 ቪድዬታት ዘርጊሑ ሕጊ ትራፊክ ሚሂሪና ሕጂ'ዉን ገና እነሄለ ይቅጽል፡ ንዝቅጽል ትምህርቲ ንምክትታል subscrib, Like ብምግባር ተሳተፍቲ ናይዚ ትምህቲ ንኩን፡ የቅንየልና ኩቡርን ጉዱሱን ሐዉና መብራህቱ።
ስለቲ ምትብባዕካ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነካ
Tack så mycket 🙏🙏🙏
ኣዚና ኢና ነመስገን
🙏🙏🙏🙏
የቀንየልና
Tack så mycket 🙏🙏🙏
ኩላትና ተዛራብቲ ትግርኛ መብራህቱ ናዓና ዝሕግዝን ዝምህርን ሕጊ ትራፊክ ብነጻ ብ online ክምህር ድሕሪ ምቅናዩ ብምክጻል በዛ TH-cam ቪድዮ ምውራድ ካብዝጅምር 4 ወርሑ አቅጺሩ አሎ ግን እቲ ዘተሓሳሰበኒ እቲ Subscribe ካብ view ዝትሕት ምካኑ እዩ። ብሐጻሩ ናዓና ዝምህርን ዝጠቅምን ክነሱ ን 4 ወርሒ መመላእታ Subscrib 193 ጥራይ እዩ ዘሎ፡ መብራህቱ ግን ግዚኡ ወፍዩ ናዓና ብነጻ ክምህር ካብ ተበገሰ ንሕና ከ ብ ናይ ሰክንድታት ግዜ ዝወሰድ ብ Subscribe & Like ከነተባብዖ ስለምንታይ ዘይንውስን ?
መብረ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ፡ ንህዝቢ ትገብሮ ዘለካ ብነጻ ትምህርቲ ካፍቲ ከየድነቅኩ ክሐልፍ ዘይደልዬ እዩ።
ክብረት ይሃበለይ፣ ኣዝየ ኢየ ዘመስግን
Tack
ኣዚና ነመስግን