- 262
- 84 263
🤝ኣገልግሎት ዕርቂ
เข้าร่วมเมื่อ 30 ส.ค. 2017
วีดีโอ
ኢሳ:40, 29: ንሱ ንድኹም ሓይሊ ይህብ፤ሓይሊ ንዘይብሉ ኸዓ ብርትዐ ይውስኽ።
มุมมอง 417 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኢሳ:40, 29: ንሱ ንድኹም ሓይሊ ይህብ፤ሓይሊ ንዘይብሉ ኸዓ ብርትዐ ይውስኽ።
እብራውያን 4:9-10፤ እምብኣርሲ እቲ ኣብ ዕረፍቱ ዝኣተወስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ካብ ግብሩ ዝዓረፈ፡ ንሱውን ካብ ግብሩ ዓሪፉ አሎ እሞ፡ ..
มุมมอง 2721 ชั่วโมงที่ผ่านมา
እብራውያን 4:9-10፤ እምብኣርሲ እቲ ኣብ ዕረፍቱ ዝኣተወስ፡ ከምቲ ኣምላኽ ካብ ግብሩ ዝዓረፈ፡ ንሱውን ካብ ግብሩ ዓሪፉ አሎ እሞ፡ ..
“ኣጋር፥ እንታይ ኴንኪ ኢኺ? እግዚኣብሄር ድምፂ እቲ ቘልዓ ኣብታ ዘለዋ እንተሎ ሰሚዕዎ እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሒ።
มุมมอง 832 หลายเดือนก่อน
“ኣጋር፥ እንታይ ኴንኪ ኢኺ? እግዚኣብሄር ድምፂ እቲ ቘልዓ ኣብታ ዘለዋ እንተሎ ሰሚዕዎ እዩ እሞ፥ ኣይትፍርሒ።
ገላትያ 6, 9: እንተ ዘይተጸልኣናስ፡ ብጊዜኡ ክንዓጽድ ኢና እሞ፡ ንሰናይ ግብሪ ኣይንሰልኪ።
มุมมอง 909 หลายเดือนก่อน
ገላትያ 6, 9: እንተ ዘይተጸልኣናስ፡ ብጊዜኡ ክንዓጽድ ኢና እሞ፡ ንሰናይ ግብሪ ኣይንሰልኪ።
Amlak zemenki ybark ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Bless you Gedem berkrti❤❤❤
May God bless you this is a Real Message ❤tebareki 🙏
Kibrti habtey xfuf srah Wegen Einbürgerun ke srhlna eba wey bi wlqi tehababerni kibrti habtey
Danke sher ❤
ይቅሬታ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣሰራርዝሃኪ ፈቲነዮ ዊን ጥዕምኢ ኮይናትለይ ንቅደይ ኣነከኣ እንቲ ክእርመኪ ሞኾስ ጽበለጸ ዕንጨት ተትጥቀሚ ጽቡቅ ኔሩ ማለት ኣጺን ኣብ ገለ ድስቲ ይልሕፆ ኣሞ ንካንሰር ካሊእ ሕማማት የቀላጥፍ እዩ ገለ ኣለሚንነም ወላ ማንካ ዝትዕሙ ይውይር እዩ ንቅድሜኪ ዕንጨት ተትብሊ ምሳኪ ብዙሓት ምተመሃርና ከም ሪቶ እያ ብድፍረት ኣይትሕሰብያ
Vielendank habtey natey edmen tenan yhabki xfufun hanaxin info
ገደም 🎉ገደም🎉❤
Glory be to the most high God ! 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Habtey natey ane 2te qolieu alewni hji nayti hade Kindergeld ymexeni nayti hade gn aymexenn hatite dma kmexika u enabelu kolel abilumni Entay kgebr aleni eba hagzni
ጀሚርኪ ክሳብ ትውድኢ ብጽሞና ኽከታተለኪ ጸኒሐ ኣዝየ ኸኣ ተባሪኸ. ገደም ሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብርኽ የብልኪ ዝያዳይ ምቅርቲ 😘🔥❤️.
Goyta yesus ybarki brkti ❤
danke bhaki xfuf habrita edmen tienan yhabki
Selam kbrti habtna ezi kulu tgebryo nhzbna btaemi eu hagazi bzaeba Elterngeld gn hanti dea zeytserhlna aywredkya haqey delye krekba aykealkun btaemi kea agedisatni neyra
ቀጽሊ ከምዚታትት በዚ ቡዝሕ ኢና ንሽገር
Glory be to God👏👏👏👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤
😂😂😂😂😂
ንፍዕቲ ጋል ህዚቢ ዘመንኪ አምላኽ ይባሪኽ ሕቶ አለኒ 7 ዓመት ስራሕ ዚሰራሓኻ ሉ ክቲገድፉ ካብ መንግስቲ ወይ አሪባይት አጎንቶ እንታይ ክመፅእ ይኽእል ወይ ጆብ ሰንተር አነ ብጣዓሚ ታሃስየ አለኹ ምኽንያቱ ብዛዕብባ ዘረባ ናይ ጀርመን ቆንቆ ክዛረብ አይክእልን ከምቲ ዚድለ ጠቅላልኡ ውን አይተማሃሩኩን ምስ መጻኹ አብዚ ዓዲ ዳሪጋ ቀልጢፈ የ አብ ስራሕ አቲየ እቲ ስራሕ ካአ Amazon ዩ አቡኡ ግን እቢፍሪስቲስ አለኒ ነዚ ክገድፍ ብኽመይ ክሓድጎ ይኽእል ማለት ባዕለይ ክገድፎም አይደለኹን ምኽንያቱ ካሕሳ አይክፈልን የ ንሶም ካአ ኮንድጎም ክህብኒ አይካአሉን አነ ካአ ክማሃር ደልየ ኢለዮም ኮድጎም ሃቦና ኢሎምኒ ። ንዓይ ሳዕቤን አየምጻለይን ዶ ? አፍልጦ እንተሃለወኩም ክቲህብኒ ሪኢቶኽም ብቲሕትና ይሕብር ሓፍቲና ኻአ ቀፅልዮ ንፍዕቲ ይቅኒየለይ ❤
Amen
Take 🎉 U'r both blessed❤
❤❤❤
Bless u
Wawwwww wonderful Nachricht GBu sister I appreciate you go head keep up it 👍👍👍👍👌👌👌👌
May God bless you more and more
Selam ንዓኹም ይኹን ተኽለን ገዳምን በቲ ተቕርብዎ ምርቓ፡ትምህርቲ ኮነ ምኽርታት ብዙሕ ኢና ንባረኽ። ንስኻትኩም በረኸትና ኢኹም። ከምዚ ከማኹም ዝኣመሰሉ ፍርሃት እ/ሔር ዘለዎም ዝፋቐሩ ሰብ ሐዳር የብዝሐልና። ንስኻትኩም ንኣምላኾም ንኽብሪ ንህዝቢ ኣምላኽ ድማ ጽቡቕ ኣብነት ትኾኑ ቤተሰብ ኢኹም። ኣምላኽ ንሐዳርኩምን ንውልድኩምን ይባረኸ። ቤትኩም ብሰላም ኣምላኽ ይምላእ። በርትዑን በቲ ጎይታ ኣባኹም ኣቐሚጥዎ ዘሎ ጸጋ ድማ ንህዝብና ንበረኸት ኩኑ። ሰስኑልናን ለምልሙልናን። ሐውኹም Biniam Bereket
Amennnnnnnn Biniam hawey GBU❤️
GOYTA JESUS YBARIKI TEBARI BRIKIT eki
😁🥰
😀😇👌👍
Danke für die eindeutige Erklärung, kannst du bitte ein Video über Verflichtungserklärung hochladen das wäre für uns sehr hilfreich,
Brukat xelutey nhedarey
ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኽኩም
qaxelwo ekum blessed family....ybal u
Wawawa...kebri n Amlaki ykune
Ete naye arbeite gebari zebela ka baline de nemalo
ሰላም ሓፍትና ኣቓራርባኺ ቀጽለዮ ኩሉ በዚ ተሸጊርና ኣለና
Kemziayt kexlyo
😍🤩🤩❤💟🙏🙏
ዋዋዋዋዉዉዉ ብጣዕሚ ጹቡቅ ትምርቲ ኢዩ ኣዝዩ ጠቃሚ ንቆልዑ ኣታሓሕዛ ንሶም ስነስርዓት እንተልዩዎም ንስኻ ክኣ ዓቢ ዕረፍቲ ኢዩ ሰሚዕና ከነተግብሮ ኣምላኽ ይሓግዘና።
ክብቲ ሓፍተይ ቪዚት ቪዛ ናይ ጀርመን ከመይ ይርከብ ካብ ኢትዮ መልስለይ ሓፍተይ ናተይ
Thanks syster ❤️❤️❤️❤️
Btaemi agedasi tmrti amlak ybarkkn thank you so much
Wawa blessed god bless you prfhet
Betami dese zeble temherti yeqbyelna berukat yehwatey
Mamleskiy. Tbreki
Gejna god bless you prfhet blessed sis
ሸር ብምግባር ደግፍና ኢኺ/ኢኻ🌹🌹❤️
ሸር ብምግባር ደግፍና ኢኺ/ኢኻ🌹🌹❤️
ሸር ብምግባር ደግፍና ኢኺ/ኢኻ🌹🌹❤️
ሸር ብምግባር ደግፍና ኢኺ/ኢኻ🌹🌹❤️