- 28
- 121 186
ቤተ ኡራኤል biete Urael Tilburg
Netherlands
เข้าร่วมเมื่อ 17 ม.ค. 2023
วีดีโอ
ንብዓታ ክፈስስ ሓሊፉ
มุมมอง 2532 หลายเดือนก่อน
#mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #mezmur #
ቃላት ህጻን kalat hxan
มุมมอง 8372 หลายเดือนก่อน
#mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #mezmur #eritrean ልሳን ዓድልኒ
ናተይ ሰኸም ተሰኪሙለይ
มุมมอง 1.2K3 หลายเดือนก่อน
#mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #orthodox tewahdo mezmur
ኣስተንትኖ መዝሙር ሕጂ ዶ ተመሊሰ
มุมมอง 2.6K4 หลายเดือนก่อน
ስነ ጽሑፍ #mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #ጎደልያስቲዩብ #ቅዱስ_ሚካኤል #@Fnoteabewmedia @zemariberekettikueofficial7354 #@godolyastube4733
ሓፈሻዊ ፍልጠት ካብ ኣእማደ ምስጢር
มุมมอง 40K5 หลายเดือนก่อน
ሓፈሻዊ ፍልጠት ካብ ኣእማደ ምስጢር፡ 1ይ ቆሮንቶስ 14:19 "ኣብ ቤተ ክርስቲያን ግና፥ ንኻልኦት ምእንቲ ኽምህር፥ ብቛንቋታት እልፊ ቃላት ካብ ዝዛረብ ኃሙሽተ ቓላት በእምሮ ኽዛረብ እፈቱ።" #mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama #ጎደልያስቲዩብ #ቅዱስ_ሚካኤል #@Fnoteabewmedia @zemariberekettikueofficial24 #@godolyastube4733
መንፈሳዊ ድራማ "ነዊሕ መንገዲ ኣሎካ እሞ ተንሲእካ ብላዕ" 1ይ ነገስት 19፡7
มุมมอง 16K5 หลายเดือนก่อน
ብምኽንያት መመረቅታ በገና ሰባት ኣብ መንፈሳዊ ሕይወቶም ንኽብርትዑ ዝተሰርሐ ድራማ። #mezmur_orthodox_ethiopian_ethiopian_orthodox_mezmur_ethiopian_drama_adey_drama @memihirtesfayeabera #ጎደልያስቲዩብ
ናይ ጥንቲ ይሓይሽ
มุมมอง 3.8K8 หลายเดือนก่อน
1ይ ቆሮንቶስ 1:10 ኣኅዋተየ! ኵልኻትኩም ሓንቲ ቓል ክትኮኑ፥ ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ኴንኩምውን ክትሠምሩ እምበር ምፍልላይ ከይህልወኩም ብስም ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ አማኅጽነኩም ኣሎኹ። 11 ከመይ ኣኅዋተየ፥ ኣብ ማእከልኩም ባእሲ ኸም ዘሎ ሰብ ቀሎኤስ ነጊሮምኒ ኣለዉ።12 እወ! ነፍስ ወከፍኩም “ኣነ ናይ ጳውሎስ እየ፥ ኣነስ እባ ናይ ኣጵሎስ፥ ኣነ ናይ ኬፋ እየ፥ ኣነስ እባ ናይ ክርስቶስ” ከም እትብሉ ነጊሮምኒ ኣለዉ። #eritreanorthodoxmezmur #godolias_saint_yared #ethiopianorthodoxmezmur
ኢየሱስ መምህረ ቅዱሳን
มุมมอง 3.2K10 หลายเดือนก่อน
#eyesus memhre kdusan #eritreanorthodox #fnote #kidusan #godolias_saint_yared #ethiopianorthodoxmezmur
ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስም ብኾንቱ ኣይተልዕል (ዘጸ 20፡7)
มุมมอง 354ปีที่แล้ว
ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስም ብኾንቱ ኣይተልዕል (ዘጸ 20፡7)
1ይ ትእዛዝ "ብዘይካ እግዚኣብሔር ካልኦት ኣማልኽት ኣይተምልኽ" ዘጸ 20፡2-5
มุมมอง 517ปีที่แล้ว
1ይ ትእዛዝ "ብዘይካ እግዚኣብሔር ካልኦት ኣማልኽት ኣይተምልኽ" ዘጸ 20፡2-5
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Amen amen amen 🙏🙏🙏🌹❤️❤️❤️❤️
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩካት
Amen (((3))) zmarie melaekt yesmeolna ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ዝማረ መላእክት የስመዓልና❤❤❤
ጽበት ናይ ከርስኺ ሰፊሑ ካብ ሰማይ ማህጸንኪ ጼርኪ ንልዑል ኣዶናይ ❤
ሰፊሑ ካብ ሰማይ
@ thanks ☺️
ዝማሬ መላእኽት ❤❤❤
❤️💐
🙏❤️
Zemare melakt yesmelna❤❤
❤❤❤❤
❤
Amen (((3))) ❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Zmare melakti yesmalna ❤❤❤
Amlak ybarkn fuquratey ❤️😍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልክን እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ የባርክን።❤❤❤
_በጣም የምወዳቹ እህቶችዬ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እሰይይይ ሙቁራተይ ደሰሰሰ ክትብላ💚💚_
እኛም እንወድሽ ኣለን ☺️
አሜን አሜን አሜን
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀጋኡ የብዘሐልኩም ንዓና ንስደተኛታት ካዓ ፈጣሪ ኣፍደገ ቤቱ ንምስላምን ቅዱስ ስጋኡን ክቡር ደሙን ንምቅባል የብቅዐና😢
❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰
🙏🙏❤️
❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna Egziabhier Amlak Abietu yenbrkn Jmerti zey konkn fexemti yibelkn ❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና ብሓቂ ኽንደይ ክጥዕም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክኹም ቐፅልሉ ክብራተይ👏❤
Amen amen amen Nay bhaqi qale hiwet yesmalna kuburat ahwatna egziahier amlak edmen tanan yhabkum fateri ❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Kbrti habtna xegeu yebzhalki😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Hto alatni msrax malet si ምውጻእ እልክሞ ምውጻእ ማለት እኮ ምፍላይ ማለት እዩ ከመይ ማለት እዩ ምውጻ
Bedankt
እግዚኣብሔር ይሃብኪ
Amennn (((3))) zmarie melaekt yesmolna kburat ahwatey ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Zmare mealkt yesmalna amlake xegu yebzhalkn❤
ዝማሬ መላእክት የስማልና 😍😍😍
❤❤❤
Zemare melaekt yesmelna❤❤
💕💕💕
Zmare melaekt yesmealna burukatey amlak xegu yebzhalkn bereket nay adiena qdsti dngl maryam ykfelena ❤❤❤❤
ኣምላክ ጸግኡ ኡብዝሓልክን
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Aseyyyyyyyy elllllllllllllllllllllllllllll zmarie my yesmalna yehwatey natey egg amlak xegiu and ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
ከይልምን ከም ሰበይ ናብኺ ኣንቃዕሪረ ከምቲ ትደልይዮ ከይውሕደኪ እንፈርሕ ቃላት ህጻን ኮይኑ ብስለት ዘይቃነዮ ድንግል ማርያም ኣደይ ኩንኒ ጽላለይ ነፍሰይ ተዕርፈላ ዜማ ናይ ምንባረይ ምኽንያት ድሕነትና ርግኣት ዝረኽበላ። ገና'የ ልምልምቲ ሻኻ ተኽሊ ለሰ ሕዝእኒ ንፍቅሪ ክፍኣት ከይነፈሰ ጽላል እንከሎኺ ኣይሰግርን'የ ማዕዶ ጽላል እኳ ዝበሃግ ገረብ ዝእንግዶ። እንዳእቲ ህድኣተይ ከይብትኖ መዓት ሰናይ ከይርሕቕ ካብ ናይ ቤተይ ቅርዓት ከየሕለምልም ልበይ ጸላም ከይወርሶ እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ንብዓተይ ኣፍስሶ። እንታይ ከይከስበሉ ንዓለም ጽላላ ስለይ ዘይትሽገር ጨካን እንዳኣላ ዝሃድመላ ጸግዐይ ገዳም ናይ ህይወተይ በረኸት ቀራንዮ ጽዮን ማርያም ኣደይ። ምስማዕሲ እሰምዕየ ፍቅርኺ ክዝንቶ ሕጻን እንዶሞ ኾይነ ክንደይ ከይግምቶ ንገርኒ ኩሉ ነፍሰይ እትደልዮ ነዚ ባዶ ልበይ ጸጋኺ ምልእዮ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዕኩም ምቁራት ኣብ ቤቱ የንብርኩም 🥰🥰🥰🙏🙏
❤❤❤❤
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሓልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስማዕስ ይሰምዕ እየ ፍቕርኺ ክዝንቶ ❤ህጻን እንደሞ ኮይነ ክንደይ ከይ ግምቶ ❤ንገርኒ ኩሉ ነብሰይ እትደልዮ ❤ነቲ ባዶ ልበይ ጸጋኺ ምልእዮ ❤ ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የንብርኩም ምቁራት
❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ።