- 28
- 87 279
Anketse brhan! ኣንቀጸ ብርሃን /ኣፍደገ ብርሃን
United States
เข้าร่วมเมื่อ 21 ธ.ค. 2013
እዚ ኣንቀጸ ብርሃን ዝብል መንፈሳዊ Channel ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስን ታሪኽ ቅዱሳን ኣቦታትን ብመልክዕ ስነ ጽሑፍ ዘሓልፍ መንፈሳዊ ትምህርትን እንመሃረሉ መንፈሳዊ መደብ እዩ።
วีดีโอ
በዓለ ትንሳኤ ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ላስ ቬጋስ
มุมมอง 1262 ปีที่แล้ว
በዓለ ትንሳኤ ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ላስ ቬጋስ
ክብረ በዓል ቅድስት ስላሴ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ላስቨጋስ July 15/2021
มุมมอง 1.4K3 ปีที่แล้ว
ክብረ በዓል ቅድስት ስላሴ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ላስቨጋስ July 15/2021
መዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ ኣብ በዓለ ትንሳኤ መዝሙር ክርስቶስ ተንስኣ እሙውታን
มุมมอง 6943 ปีที่แล้ว
መዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ ኣብ በዓለ ትንሳኤ መዝሙር ክርስቶስ ተንስኣ እሙውታን
መዝሙር ብመዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ ማዕተበይ ከይበትኽ ከይርሕቕ ካብ ቤትካ
มุมมอง 6793 ปีที่แล้ว
መዝሙር ብመዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ ማዕተበይ ከይበትኽ ከይርሕቕ ካብ ቤትካ
መንፈሳዊ ትምህርቲ በዓለ ሆሳዕና ማቴ 21፡3 ፈቲሕኩም ኣምጽኡለይ
มุมมอง 3683 ปีที่แล้ว
መንፈሳዊ ትምህርቲ በዓለ ሆሳዕና ማቴ 21፡3 ፈቲሕኩም ኣምጽኡለይ
መፍሳዊ ትምህርቲ 7ይቲ ሰንበት ኒቆዲሞስ ናይ ለይቲ ተመሃራይ
มุมมอง 2643 ปีที่แล้ว
ቅኔ ረቢ ሰገደ በመንፈቀ ሌሊት ለረቢ። ኣኮኑ ኣጽባዕቲ እምነ ኣጽባዕቲ የኣቢ። ትግሪና መምህር ብለይቲ ንመምህር ሰገደሉ ንምንታይ ኣጻብዕቲ ካብ ኣጻብዕቲ ከም ዘዓቢ ሰምማያዊ መምህር ማለት( ኢየሱስ ክርስቶስ) ካብቲ ምድራዊ መምህር( ኒቆዲሞስ) ስለ ዝዓቢ።
ስብከት ገብርኄር 6ይ ሰንበት ዓብይ ጾም ማቴ 25፥21 እሙን ኣገልጋሊ'
มุมมอง 4363 ปีที่แล้ว
ስብከት ገብርኄር 6ይ ሰንበት ዓብይ ጾም ማቴ 25፥21 እሙን ኣገልጋሊ'
ደብረ ዘይት ዳግማይ ምጽኣት ጎይታ ማቴ 24፥4 ሓደ እኳ ከይስሕተኩም ተጠንቀቑ።4/3/2021
มุมมอง 4883 ปีที่แล้ว
ደብረ ዘይት ዳግማይ ምጽኣት ጎይታ ማቴ 24፥4 ሓደ እኳ ከይስሕተኩም ተጠንቀቑ።4/3/2021
መንፈሳዊ ትምህርቲ ዓብይ ጾም 4ይቲ ሰንበት መጻጒዕ ብቀሲስ ተክለሃማኖት ኣምሃ 3/28/2021
มุมมอง 3653 ปีที่แล้ว
መንፈሳዊ ትምህርቲ ዓብይ ጾም 4ይቲ ሰንበት መጻጒዕ ብቀሲስ ተክለሃማኖት ኣምሃ 3/28/2021
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ
มุมมอง 1.7K3 ปีที่แล้ว
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ
ምህልላ ኣዴታት ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ላስ ቬጋስ
มุมมอง 71K4 ปีที่แล้ว
ምህልላ ኣዴታት ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ላስ ቬጋስ
በዓለ ሆሳዕና ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ላስ ቬጋስ
มุมมอง 5134 ปีที่แล้ว
በዓለ ሆሳዕና ቅድስት ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ላስ ቬጋስ
መዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ/ ምስጋናኻ ክነግር ኦ ጎይታ
มุมมอง 5825 ปีที่แล้ว
መዘምራን ቅድስት ስላሴ ላስ ቬጋስ/ ምስጋናኻ ክነግር ኦ ጎይታ
ትምህርተ ወንጌል ናይ ድብረ ታቦር ብዲ,ክብሮም ነዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ
มุมมอง 3595 ปีที่แล้ว
ትምህርተ ወንጌል ናይ ድብረ ታቦር ብዲ,ክብሮም ነዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ
እግዚኣብሔር ምህለላኽን ሰሚዑ ን ዓለም ምሕረት የውርደልና።
አሜን አሜን አሜን 😭😭
ቤዛዊት ዓለም ስለ ስደትዋ ሰለጥምዋ በእሾግ መዋጋት እያሳሰበች ከልጅዋ ጋር ታማልደን አሜን።።
Amen (3) xaltikume ayfalayan embetachan tirahrahelina qahe ela titamete ndaqa
መድሃኔአልም ጰሎትኩም የስምዓልና።❤🧡
Égzio mharene ktistos
አሜን
Lovely people of Tigray ❤️😍
ቃለ ህይወት የስመዓልና።
እግዚኣብሔር ምህልላኩም ይቀበል
እዚኣብሄር ፀሎትኩም ይስመዓልኩም
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ኣምላኽ ናብ ንስሓ ክመርሓኒ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ የሕዋተይ።
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️
Amen Amen Amen🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Elllllll nezi zrayena Egzabher amlak ykber ymesgen nay agelglot zemenku ybark abotatna
Amen amen 🙏🏼
🙏🙏🙏❤
ጸሎትኩም ተቀቢሉ ምሕረት የውርደልና
ፀሎትኩም ምህለላኩም ሰሚዑ ዓድና ምሕረት ኣዝዘልና፡፡ ኣሜን3
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ብሩኻት አሕዋት 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Amen zmare melaekt yesmalna brukat
Zmare melakti yesmalna zmene agolgulotkum ybark
ዝማሬ መላእክት የስመዓልኩም መዘምራን ቅድስት ስላሴ ኤርትራ ኣብ ላስ ቬጋስ
ዝማረ መልአኽቲ የስምዐልና ብሩኻት አሕዋት 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዐልና ርሑስ በዓል ንኹላትኩም
Amen ahbiru nkuluna. Zemene Agelgilotkum ybarik Amlak Amen. 🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን አቦና ቃለ ህወት ይስማዕልና አባኹም ሐዲሩ ቁዱስ ቃሉ ዝማሃረና እዝግአብሄር ይመስገን አቦን ጸጉኡ የብዛሐልኩም ዘመን አጎልጉሎትኩም ይባርኽ አብ ልብና የሕድረና
Amen Amen Amen 🙏
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
AMEN AMEN AMEN
Ezgabhier nay agelglot zemenkum ybark.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና ዘመን አጎልጉሎትኩም ይባርኽ ባአኹም ጌሩ ዝማሃረና እዝግአብሄር ይመስገን አብ ልብና የሕድረልና
Amen amen amen qale hiwet yesmialna
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ዝተማሃርናዮ
ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዐልና ዘመንኩም ይባረኽ 🙏
አሜን አሜን አቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና፣ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም አምላኽ ይባርኽ።🙏🙏🙏
አሜን ቃለ ሂወት የስዓልና አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም እግዝአብሄር ይባርኽ
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና
አሜን አሜን አቦና ናይ አጎልግሎት ዘመንኩም ይባሩኽ
አሜን አሜን አሜን አቦና ቃለ ሂወት ይስማዓልና አባኹም ሐዲሩ ዝማሃረና እዝግእብሄር ይመስገን አብ ልብና የሕድረልና ዝመን አጎልጉሎትኩም ይባርኽ🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ
ኣሜን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen
Amen abona kalhiwt ysmaalna zbnkum kulu ybarke
Qal hiwet yesmealna abona
አሜን አሜን አሜን አቦና ቃል ሂወት የስማዓልና አባኹም ሐዲሩ ኩሉ ጊዜ ዝምህረና እዝግኣብሄር ይመስገን ዘመን አጎልጉሎትኩም ይባርኽ ጸጉኡ የብዛሐልኩም ናዓና ድማ አብ ልብና የሕድረልና ምሕረቱ የውርደልና