- 2
- 4 832
Agape Spiritual Media
Canada
เข้าร่วมเมื่อ 27 ต.ค. 2024
Well come to Agape Spiritual Media we are here to share and bless you with new Mezmur and Spiritual testimonies.
follow us for more Mezmur.
Stay blessed!
እንቋዕ ናብ " Agape Spiritual Media" ብደሓን መጻኩም፣ እዚ ቻነል ካብ ጥቅምቲ 27 2024 ዝጀመረ ኮይኑ ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ንኣገልግሎት መዝሙርን ንዕቤትን ሕንጸትን መዛሙር ኣብ ሕይወት ቤተክርስትያን እንጥቀመሉ ቻነል እዩ።
ንኹልኹም ሰብ ጽቡቅ ድላይ ነዚ ቻነልና ብምሕጋዝ በረኸትኩም ይብዛሕ ንብል።
"ንእግዚኣብሔር ሓድሽ መዝሙር ዘምሩ፣ ኣብ ምድሪ እትነብሩ ኩልኹም ንእግዝኣብሔር ዘምሩ።" (መዝ 96፡1)
follow us for more Mezmur.
Stay blessed!
እንቋዕ ናብ " Agape Spiritual Media" ብደሓን መጻኩም፣ እዚ ቻነል ካብ ጥቅምቲ 27 2024 ዝጀመረ ኮይኑ ቀንዲ ዕላማኡ ድማ ንኣገልግሎት መዝሙርን ንዕቤትን ሕንጸትን መዛሙር ኣብ ሕይወት ቤተክርስትያን እንጥቀመሉ ቻነል እዩ።
ንኹልኹም ሰብ ጽቡቅ ድላይ ነዚ ቻነልና ብምሕጋዝ በረኸትኩም ይብዛሕ ንብል።
"ንእግዚኣብሔር ሓድሽ መዝሙር ዘምሩ፣ ኣብ ምድሪ እትነብሩ ኩልኹም ንእግዝኣብሔር ዘምሩ።" (መዝ 96፡1)
New Mezmur ብመዘምራን ቅዱሳን ጰጥሮስን ጳውሎስን ካርቱም ምንጪ ሰላመይ 2024
ምንጪ ሰላመይ
ኣብ ልበይ ይኹን ሰፈርካ ናይ ዘልኣለም ማሕደርካ
ነብሰይ ክትባርኽ ነብሰይ ክልወጥ ነብሰይ ክትማሙቅ
ብህልውናኻ ኩሉ ግዜ
ምንጪ ሰላመይ ኢኻ(4)
ምንጪ ሓጎሰይ ኢኻ(4)
ኣቦ ሰላም ንስኻ እንከሎኻ
ንድሕሪት ይጎዩ ካብ ምስዓብ ንዓኻ
ኩሉ ነገረይ ካባኻ'የ ዝረኽቦ
ምሳኻ ክነብር ንልበይ ውረሶ
ኦ ሃሌ ሉያ(4) [2]
ኢየሱሰይ ዘይብሉ ናብራ
ናይ ከንቱ ከንቱ እዩ (2)
ደድሕሪ ንፋስ ከም ምጉያይ እዩ
ከም ልቕሉቅ መቓብር ውሽጡ ባዶ ምዃን እዩ
ትርጉም ሕይወተይ ኢኻ ትርጉም ናተይ
ትርጉም ምንባረይ ኢኻ ትርጉም ናተይ
ኣቦ ሰላም ንስኻ እንከሎኻ
ንድሕሪት ይጎዩ ካብ ምስዓብ ንዓኻ
ኩሉ ነገረይ ካባኻ እየ ዝረኽቦ
ምሳኻ ክንብር ንልበይ ውረሶ
ኦ ሃሌ ሉያ(4) [2]
ኣብ ልዕሊ ኩሉ ርስተይ ዝኾንካ
ሓቂ ተዓጢቀ ይስዕብ ኣሰርካ
ጸሓይ ጽድቂ መፍቀሪአይ
ብኽብርኻ መሊኣ ሕይወተይ
ኣብ ልበይ ይኹን ሰፈርካ ናይ ዘልኣለም ማሕደርካ
ነብሰይ ክትባርኽ ነብሰይ ክልወጥ ነብሰይ ክትማሙቅ
ብህልውናኻ ኩሉ ግዜ
ምንጪ ሰላመይ ኢኻ(4)
ምንጪ ሓጎሰይ ኢኻ(4)
ኣቦ ሰላም ንስኻ እንከሎኻ
ንድሕሪት ይጎዩ ካብ ምስዓብ ንዓኻ
ኩሉ ነገረይ ካባኻ'የ ዝረኽቦ
ምሳኻ ክነብር ንልበይ ውረሶ
ኦ ሃሌ ሉያ(4) [2]
ኢየሱሰይ ዘይብሉ ናብራ
ናይ ከንቱ ከንቱ እዩ (2)
ደድሕሪ ንፋስ ከም ምጉያይ እዩ
ከም ልቕሉቅ መቓብር ውሽጡ ባዶ ምዃን እዩ
ትርጉም ሕይወተይ ኢኻ ትርጉም ናተይ
ትርጉም ምንባረይ ኢኻ ትርጉም ናተይ
ኣቦ ሰላም ንስኻ እንከሎኻ
ንድሕሪት ይጎዩ ካብ ምስዓብ ንዓኻ
ኩሉ ነገረይ ካባኻ እየ ዝረኽቦ
ምሳኻ ክንብር ንልበይ ውረሶ
ኦ ሃሌ ሉያ(4) [2]
ኣብ ልዕሊ ኩሉ ርስተይ ዝኾንካ
ሓቂ ተዓጢቀ ይስዕብ ኣሰርካ
ጸሓይ ጽድቂ መፍቀሪአይ
ብኽብርኻ መሊኣ ሕይወተይ
มุมมอง: 4 132
❤❤
ኣሜንን፡ኣሜንን ኢየሱሰይ ምንጪ ሰላመይ ኢኻ፡ምንጪ ሓጎሰይ ኢኻ።
Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
❤❤❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪
❤❤❤
Amen (((!!!)))
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
God bless u
Amlak ybarkum yehwat
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
Amen 🙏 God bless you all ♥️♥️♥️
Amen amen minchi selamey ika yesusey niberket kunu yihwat
May almighty god bless you ❤❤❤❤❤al amazing song
❤❤❤
amen elellllllllll tebareku🙏🙏🙏🙏🙏🙏
God Bless you 🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰💎💎✨✨✨✨
Wawww burukatey zmare melakti ❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🙏
ኣሜን ምንጪ ሰላምና ኢኻ ኢየሱስ 🙌🙌
amen elellllllllll❤ tebareku
Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏
Amlak azizu ybarkum tbarek mezmur
GOD BLESS YOU GUYS MISS U MORE
Amen 🙏 🙏 🙏
God bless you ❤
Amennnn
❤❤❤ tebareku brukatey
ኣሜንንን ኩሉ ኣምልኮ ናምላክ ይኩን ክትዝምሩ ንበሩ ኣሕዋት ኣምላክ ይባርኩም
Nice ,keep it up GBU🎉❤
Selam wesenay God bless ❤❤❤❤❤❤❤❤
Goo bless 🙌 🙏 Amennnnnnn
Luel amlak ab xexibah zeywidae mezamur ab kenafirkum yekimit brukatey🙏🙏🙏tebarekuley🙌🙌 amen....Minchi selamey ika❤️❤️❤️
Tebareku brukatey ktzmru Nberu❤❤❤❤
God bless u all! ktzmru nberu!❤
God bless you ❤❤❤
ተባረኹ ኣሕዋት
God bless you s't piter and paul 🥰🥰🙏🙏🙏
Peter and Paul ❤ miss you guys GOD BLESS YOU 🙌
😇❤️❤️
Blessed ❤❤❤
God blessed you ❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
BLESSED family Peter & Paul ❤❤❤
❤❤ኣብ ልበይ ይኹን ሰፈርካ🙏 Amlak Yibarkum ahwat❤❤❤ nbereket Tikun❤❤
God Bless You all😇❤
Tebareku ma family❤
ኣመንንንንን ክብሪ ንኣምላኽ ""ኣብ ሰማይውን ዘመርቱ ይግበርልኩም ""ጸግኡ ኣብዝሑ ይሃብኩም ተባረኹ
Aseyy amlak yhagzkum tebareku❤
Sweet hawey ❤❤Ajoka dew keytbl hji Amlak yihagzka n Yibarka